ተልእኾና ቃልን ወጅህን ወስታን ር.ሊ.ጳ. ናብ ዓለም ንምብጻሕ እዩ።

ብልዕሊ 35 ቋንቋታት ብሕትመትን መጽሓፍን ብራዲዮን ብመደብር ተለቪዥንን ብመርበብ ሓበሬታን ማሕበራዊ መረብትን።
 

ንስኻ እውን ናይዚ ተልእኾ’ዚ ኣካል ክትከውን ትኸእል ኢኻ፡ ብጸሎትን ብወፈያን።

ቤተ ክርስቲያን ሱታፌ እያ፡ ኣብ ፍቕሪ ዝመረበት።
 

ሰባት ኣብ ጉዕዞ እምነቶምን ምስ ጐይታ ንኽራኸቡን ነተብባዕ ብብዙሓት ተበጻሕቲ ንኽክንከውን ክትሕግዝ እተድልይ እንተድኣ ኲይንካ ወፈያኻ ናብ Dicastery for Communication, via della Conciliazione 5, 00120 Vatican City. ክትሰድድ ትኽእል።
 

ንወፈያኻ ምስጋና ይኽኩኖ፡ ዝፈጸምናዮም ዕማማት፡

  • ብቤት ማሕተም ቫቲካን (LEV) ናይ ፍኖተ መስቀል መጽሓፍን ብቐጻሊ ዝመሓየሽ ህያው ኤቅለሲያዊ ትሕዝቶን ብዛዕባ ለበዳ ለብዒ ር.ሊ.ጳ. ዘቕረብዎ ሓሳብን ኣብዚ ብሓዘንን ስቓይን ምልኩት ኣብ ዝኾነ እዋን ትእምርትን ጸጋን ክኸውን ዝደልይ “ብርቱዓት ኣብ ጸባባ” ዘረእስቱ መጽሓፍን።
  • ኣብ ጳጳሳውያን ሊጡርጊያ ዘሎ ሱታፌ ኵላዊ መታን ክኸውንን ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎን ብመርበብ ሓበሬታ ብቐጥታ ብዜና ቫቲካን መርበብ ሓበሬታ ክከታተሉን መታን ነዚ ዘኽእሎም ብናይ ምልክታ ቋንቋን ብፍሉይ ንኣኣቶ ብዝቐርብ ዝርጋሔ መደብን።
  • ዝኾነ ሰብ ኣብ ኵሉ ኩርናዕ ዓለም ብናይ ቫቲካን መራኸቢ ብዙሓን ብቐጥታ ፈነወ ውሕዘት ወትሩ ንጐሆ ካብ ቅድስቲ ማርታ ሕንጻ ዝዓርግ መስዋዕተ ቅዳሴን ናይ ሰሙነ ሕማማት ስነ ስርዓት ሊጡርጊያን ንኽከታተል ምሕጋዝ እዩ።
     

 

ስለ ለጋስነትካ ነመስግን

 

banner-2-en.png banner-2-en.png
vatican-media.png vatican-media.png
vatican-news.png vatican-news.png
lev.png lev.png
radio-vaticana.png radio-vaticana.png
os_logo.png os_logo.png

Credit Card

Select the amount you wish to donate

I declare that I have read the donation methods and the privacy policy, and I consent to the processing of all personal data collected.

ናይ ባንኪ ቤት ኣድራሻና
 

ናይ ባንኪ ቁጽሪ ሕሳብ ኣብ ባንኪ ቤት ኡኒክረዲት (banca Unicredit) ብስም

APSA - Administration of the Patrimony of the Apostolic See (ናይ ቅድስቲ መንበር ቤት ምሕደራ ንብረት ቅድስቲ መንበር)

•  IBAN: IT55M0200805008000101909754
• BIC/SWIFT: UNCRITM1B88
• ምኽንያት ወፈያኻ፡

ሓገዝ ንናይ ሃገረ ቫቲካን ናይ መራኸቢ ብዙሓን ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈት ጽሕፈት

(Dicastery for Communication) ዝብል ይኹን።
 

ናይ ሕሳብ ቁጽር ኣብ IOR - Institute for Religious Works (ተቕዋም ንሃይማኖት ተግባር)

ብስም ናይ ሃገረ ቫቲካን ናይ መራኸቢ ብዙሓን ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈት (Dicastery for Communication) ናይ ባንኪ ቁጽሪ ሒሳብ

• IBAN: VA96001000000046371002
• BIC: IOPRVAVX ወይ ከኣ IOPRVAVXXXX 
• ምኽንያት ወፈያኻ

ንሓገዝ ናይ ቅድስቲ መንበር ናይ መራኸቢ ብዙሓን ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈት

(Dicastery for Communication) ዝብል ይኹን።